Saturday, March 11, 2017

ዓመታዊ ክብረ በዓል ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ካንቶን ኒውሻተል



በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቕዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን።

ዓመታዊ ክብረ ባዓል ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቑዱስ
ካንቶን ኒውሻተል
ዝኸበርኩም ኣቦታት፣ ኣዴታት፣ ኣሕዋት፣ ኣሓት፣ ከማውእን ሕጻናት ኩሉኹም ህዝቢ ክርስቲያን
ብመጀመርያ መንፈሳዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ብምቕጻል ዓመታዊ ክብረ ባዓል ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቑዱስ ካንቶን ኒውሻተል ንዕለት 11-12/03/2017 ብግእዝ ድማ ንዕለት 02-03/07/2009  ከነብዕል ስለ ዝኾና ምሳና ሓቢርኩም ናይቲ በረኸት ተኻፈልቲ ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
                  
                                   መደባትና ድማ ከምዚ ዝስዕብ ይኸውን

ዕለት

መደብ
ዝጅምረሉ ስዓት
መደብ
ዝውዳኣሉ ስዓት
መደብ
2 መጋቢት2009
(11.03.2017)
ካብ 15.00

ምቕባል ኣጋይሽ
ካብ 17,00
ክሳብ 19,00
ዋዜማ
ካብ 19,00
ክሳብ 20,30
ድራር
ካብ 20,30
ክሳብ 21,15
መዛሙር
ካብ 21,00
ክሳብ 22,00
ስብከት ፣ ትምህርቲ
ካብ 22,00
ክሳብ 04,00
ማህሌት
3 መጋቢት2009
(12.03.2017)
ካብ 04,00
ክሳብ 05,00
ኪዳንን ተኣምርን
ካብ 05,00
ክሳብ 08,00
ቅዳሴ
ካብ 08,00
ክሳብ 09,00
ዑደት
ካብ 09,30
ክሳብ ፍጻሜ ናይቲ በዓል
መክፈልቲ፣ ጸበል

ኣድራሻና፦

Notre Dame de la Paix
Rue du Commerce 73,
2300 La Chaux-de-Fonds

ንተወሳኺ ሓበሬታ:
            
 076 563 72 81
 076 445 04 18  
 076 449 72 22
 078 871 84 16

ሰብኻ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቑዱስ ካንቶን ኒውሻተል
ብዳሓን ምጹ።

No comments:

Post a Comment