Sunday, September 7, 2014

ዓሰርቱ ትእዛዛት


ዘፀኣት 20,1-17
1.        በዘይካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይተምልኽ
2.       ስም እግዚኣብሔር ብከንቱ ኣይትጸውዕ
3.       መዓልቲ ሰንበት ኣኽብር
4.       ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር
5.       ኣይትቕተል
6.      ኣይትዘሙ
7.       ኣይትስረቕ
8.       ብሓሶት ኣይትመስክር
9.      ዘይገንዘብካ ኣይትመነ
ዘሌዋውያን 19,18
10.     ንብጻይካ ከም ንብስካ ኣፍቅር

ዓስርቱ ትእዛዛት ብሕጽር ዝበለ መልክዑ ከምዚ ይመስል

No comments:

Post a Comment